ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ደርፊ፡፡
ገለ ካብ ግጥምታት ናይዛ ደርፊ፡፡

ኣንታ ብዓል እዋን ትመላለስ ዓዲ
መረባዕ ኣስሪሕካ ትሽፍን ንሓቂ
ሃገር ማዕቢላያ ጽቡቕ ኣሎ ህዝቢ
እንዳ በልካ ትዛረብ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ( 2 )
ሓዳርካ ሟሚቑ ደቅኻ እንዳምሃርካ
ሑጻ እትቑርጥም ብዘይ ኩርምትኻ
ብነጻ ጉልበተይ ሃገር ክሃንጸልካ
ራኢ መጻኢየይ ከመይ ዘይንታይካ ( 2 )
ናይ ብሓቂ ዘረባ'ዩ።